ርክብ

Biኣብ ቢሮ ኒውኮመርስ [Bureau Nieuwkomers] ናይ ምውህሃድ ማለት ኢንቡርኸሪንግ ዝመርሑ ሰባት ይሰርሑ። ናትኩም ናይ ምውህሃድ መራሓይ ድማ ንምውህሃድኩም ብዝምልከት ይሕግዘኩም

ቢሮ ኒውኮመርስ [Bureau Nieuwkomers]
ሓፈሻዊ ኣድራሻ ኢ-መይል: bureaunieuwkomers@arnhem.nl
መርበብ-ሓበሬታ፡ www.arnhem.nl/inburgeren
ፌስቡክ [Facebook]: @inburgereninarnhem